“ኹለመዳያዊ ዕብየት ኣፍሪካ ንምቕፃል መንእሰይ ወለዶ ቐንዲ ተዋሳኣይ ክኸውን ይግባእ” - ፕሬዝዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ



 

አዲስ አበባ/መጋቢት/25/2017/ኢዜአ/ኹለመዳያዊ ዕብየት ኣፍሪካ ክቕፅል ንምግባር መንእሰይ ወለዶ መርሓይ ክኸውን ከምዘለዎ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።

ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓታት ፓን ኣፍሪካ ዓቕሚ መናእሰይ ንዝማዕበለት ኣፍሪካ ብዝብል ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሳለጠ ይርከብ።

ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ ከምዝገለፅዎ፤ ቐዳሞት ኣያታትና ቓል-ኪዳን ናፅነት ኣፍሪካ ብምሕላው ነቲ ናይ ሕዚ ወለዶ ኣረኪቦም።

ካባ ሓላፍነት ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ መንእሰይ ምውዳቑ ብምግላፅ፤ ኣብ ኹሉ ዘፈር ንቑሕ ተሳትፎ ምግባር ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም