ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ትራንስፖርት ንኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ዓቕሚ እናፈጠረት እያ-ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን


 

ኣዲስ ኣበባ/መጋቢት /26/2017 (ኢዜኣ) ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሸገር ክልል ኦሮሚያን ኣብ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ጭቡጥ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኢንዱስትሪታት ይጉብንዩ ኣለዉ።

ኣብ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ምፍራይ ኢንዱስትሪታት ኣዕብዩ እዩ።

እቲ ጎስጓስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብምትካእ፣ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ፍርያታት ብፅሬትን ብበዝሕን ንምፍራይ ከምኡ እውን ኣብ ልዕሊ ፍርያታት ግብርናን መኣድንን ፀጋታት ብምውሳኽ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዝኸፈተ ዝፍለጥ እዩ።

ዋና ዋና ዓላማታት እቲ ሃገራዊ ጎስጓስ ፀገማት መፍረያይ ኢንዱስትሪ ብሓባር ብምፍታሕ ንዘላቒ ልምዓትን ተወዳዳሪነትን እቲ ዓውዲ ምችው ኩነታት ብምፍጣር ንመዋቕራዊ ሽግግር ኢኮኖሚ ናይ ባዕሉ ኣስተዋጽኦ ንከበርክት ምኽኣል እዩ።

ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከተማ ሸገር ክልል ኦሮሚያን ኣብ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ጭቡጥ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኢንዱስትሪታት ሎሚ እናጎብነዩ እዮም ዝርከቡ።

ኣብ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ፈፃሚት ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽንን ኣበባ ታመነ ኣብዚ እዋን ከምዝበልኦ፤ ዕላማ እቲ ዑደት ምንቅስቓስ ስራሕ ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝተመለሱ ኢንዱስትሪታት ንምዕዛብ ዝዓለመ እዩ።

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብቲ ዓውዲ ጭቡጥ ውጸኢት ከምዘመዝገበ እውን ሓቢረን።

በቲ ጎስጓስ ብዝተረኸቡ ዝተዋደዱ ኣሰራርሓታት ፀገማት እቲ ዓውዲ ብምፍላይ ተዓፅዮም ዝነበሩ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝተመለሱ ገሊፀን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም