ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና ክእለት ልምዓት ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተጀሚሩ


ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/29/ 2017 /ኢዜአ/ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና ክእለት ልምዓት ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተጀሚሩ

እቲ ሎሚ ዝተጀመረ ስልጠና ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ሓጋዚ ከምዝኾነ ታሓቢሩ አሎ

ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ግርማ ኣመንቴ (/)÷ ብብርኪ ሃገር 70 ሺሕ ሰራሕተኛታት ልምዓት ጣቢያ ከምዘለዉ ኣልዒሎም፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ 1 ሺሕን 300 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ልምዓት ጣቢያ ስልጠና መመሓየሺ ደረጃ ብዕሊ ከምዝጀመሩ ፀሪሖም፡፡

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዓውዲ ሕርሻ ምዝማንን ብፍልጠት ክድገፍ ምግባርን ይግባእ ዝበሉ እቶም

ሚኒስትር÷ንሰራሕተኛታት ሕርሻ ጣቢያ ዝወሃብ ስልጠና ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እውን ኣመልኪቶም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም