ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/30/ 2017 /ኢዜአ/ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ።
ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡