ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ/ 11/2017 (ኢዜኣ) ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(/) ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (/) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና፤ ኣብፀሐኩምኢሎም።

እቲ በዓል፤ ናይ ፍቕሪ፣ምትሕስሳብን ሓድነትን በዓል ንክኸውን እውን ተመንዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም