ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/13/ 2017 /ኢዜአ/ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ መበል 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም፡፡

እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም ከምዝዓረፉ ቫቲካን ኣፍሊጣ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም