መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ብዕፅፊ ወሲኹ - ኢዜአ ትግርኛ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/13/ 2017 /ኢዜአ/ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ናይጄርያ ከተማ ሌጎስ ዝገብሮ ዘሎ 7 ሰሙናዊ በረራ ካብ 24 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ 14 ሰሙናዊ በረራ አበሪኹ፡፡
እዙይ ምዕባለ ንዓማዊሉ ምችውን ኣማራፂ በረራን ንምሃብ ዘኽእል ምዃኑ መንገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኡ ኣፍሊጡ፡፡