ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም

አዲስ አበባ/ሚያዝያ/13/2017/ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም።
ሊቀጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ኽርስትያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ አብ ምበል 88 ዓመቶም ሎማዓንቲ ካብ እዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኦም ኣብ ዘስፈርዎ መግለፂ ሓዘን ብሕልፈት ሊቀጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ኽርስትያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም።