3 ሺሕንህ 285 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/13/ 2017 /ኢዜአ/ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 285 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ተመለስቲ 2 ሺሕን 747 ደቂ ተባዕትዮ፣ 508 ደቂ ኣንስትዮን 30 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ 159 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ፡፡

ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ምስ ስድራኦም ናይ ምርኻብ  ስራሕ እናተወገነ ከምዝርከብ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም