አባላት ፓርቲ ብልፅግናን ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር አብ ከተማ አዲስ አበባ ንዝተፈላለዩ ስርሓቲ ልምዓት ይምልከቱ አለው





 

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/14/2017/ኢዜአ/አባላት ፓርቲ ብልፅግና ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርንላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን

 አብ ከተማ አዲስ አበባ ንዝተፈላለዩ ስርሓቲ ልምዓት ይምልከቱ አለው

እቲ ዑደት ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልትታት ዝፀንሕ እዩ እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም