ስራሕ ልምዓት ኮሪደርን ዳግማይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጡ ዝሓዞም መሰረተ ልምዓታት መንገዲ፤ - ኢዜአ ትግርኛ
ስራሕ ልምዓት ኮሪደርን ዳግማይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጡ ዝሓዞም መሰረተ ልምዓታት መንገዲ፤

ስራሕ ልምዓት ኮሪደርን ዳግማይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጡ ዝሓዞም መሰረተ ልምዓታት መንገዲ፤
ሀ/
1 ሜክሲኮ-እስጢፋኖስ…ዝተዛዘመ
2 ቸርችል_ ሜክሲኮ... ዝተዛዘመ
3 ብሔራዊ _ ለገሃር ... ዝተዛዘመ
4 ኣራት ኪሎ _ እስጢፋኖስ... ዝተዛዘመ
5 ቦሌ ቪኣይፒ _ ብራስ... ዝተዛዘመ
6 መቅረዝ ሆስፒታል - ሴቶች ኣደባባይ...ዝተዛዘመ
7 ኣዋሬ ኣደባበይ ቤተ-መንግስቲ... ዝተዛዘመ
8 ዑራኤል - ቤተ መንግስቲ.... ዝተዛዘሙ
9 ኃይለኣለም ህንፃ - ካዛንችስ ሱፐርማርኬት...ዝተዛዘመ
10 ካዛንችስ መብራት-ብሔራዊ ቴዓትር...ዝተዛዘመ
11 ቶታል _እንደራሴ_ ሴቶች አደባባይ_ ቤልየር .....ኣዋሬ ብቤል ኤር ክሳብ መንገዲ ቀበና መንገዲ እግረኛ፣ መብራህትን መንገዲ ኣስፋልትን ይተርፎ፡፡
12 ካብ ቡልጋሪያ_ ሕብረት ኣፍሪካ_ ካርል ኣደባባይ.... ዝተወሰኑ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት ይተርፎ።
13 ቤተ-መንግስቲ - ኣዋሬ ጃንክሽን_ ኣራት ኪሎ ...ምስትኽኻል መብራህትን መንገዲ እግረኛን ይተርፎ።
14 ከባቢ ዓድዋ ድልድል ....ስራሕቲ ድልድል፣ፓርኪንግን ፕላዛታትን ይተርፎ።
ሳይክል ሌን (20.7 ኪሎ ሜትሮ)
ለ/
1 ዓድዋ -ለገሃር.... ዝተዛዘመ
2 ሜክሲኮ- እስጢፋኖስ.... ዝተዛዘመ
3 ቤተ መንግስቲ -ኡራኤል.... ዝተዛዘመ
4 መቅረዝ ሆስፒታል- ሴቶች አደባባይ...ዝተዛዘመ
5 ቤተ መንግስቲ -ኣዋሬ.... ዝተዛዘመ
6 ሴቶች ኣደበበይ -ኣዋሬ- ቤተ መንግስቲ...ዝተዛዘመ
7 ቦሌ ቪኣይፒ - ቦሌ ብራስ....ዝተዛዘመ
መንገዲ እግረኛ (81.G ኪሎ ሜትሮ)
ሐ/
1 ሜክሲኮ_ እስጢፋኖስ....ዝተዛዘመ
2 ቸርችል_ ሜክሲኮ....ዝተዛዘመ
3 ብሄራዊ _ ለገሃር .... ዝተዛዘመ
4 አራት ኪሎ _ እስጢፋኖስ....ዝተዛዘመ
5 ቦሌ ቪአይፒ _ ብራስ....ዝተዛዘመ
6 መቅረዝ ሆስፒታል - ሴቶች ኣደባባይ....ዝተዛዘመ
7 ቤተ-መንግስቲ - ኣዋሬ ጃንክሽን....ዝተዛዘመ
8 ዑራኤል - ቤተ መንግስቲ .... ዝተዛዘመ
9 ኃይለኣለም ህንፃ - ካዛንችስ ሱፐርማርኬት...ዝተዛዘመ
10 ካዛንችስ መብራት-ብሔራዊ ቴዓትር.... ዝተዛዘመ
11 ኣዋሬ አደባበይ ቤተ-መንግስት....ዝተዛዘመ
12 ቶታል _እንደራሴ_ ሴቶች ኣደባባይ_ ቤልየር ....ኣዋሬ ብቤል ኤር ክሳብ መንገዲ ቀበና መንገዲ እግረኛ፣ መብራህትን መንገዲ ኣስፋልት ይተርፎ፡፡