ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር አጎልቢቶም ክቐፅሉ እዮም -ዶክተር መቅደስ ዳባ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/15/ 2017 /ኢዜአ/ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር አጎልቢቶም ክቐፅሉ እዮም ክብላ ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን ፡፡

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን፡፡

እቲ ስምምዕነት፤ ኣብ ንፅህና፣ ለበዳ ሕማማት ኣቐዲምካ ብምፅናዕ ብብቕዓትን ብቕልጣፈን ንምክልኻል እተን ሃገራት ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

መንግስቲ ሩስያ አብ ኢትዮጵያ ንዝፈር ጥዕና ንምዝማን ዘኸእል ዘመናዊ ተንቐሳቓሲ ላቦራቶሪ ደገፍ ገይሩ ።

ሚነስትር ጥዒና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ደገፍ ካብ ፓፓቮንን ሓላፊ አገልግሎት ቑፅፅር ሰብአዊ ድሕንነትን ሓለዋ መሰል ዓማውል ፌዴራል ሩስያ ተረኪበን

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም