ኣብ መመንጨዊ ሓይሊ ኮይሻ ዝባደሙ ከባቢታት ናብ ዝነበሩዎ ንኽምለሱ ይስራሕ ኣሎ



 

ኣዲስ ኣበባ/ሚያዝያ/15/ 2017 /ኢዜአ/ኣብ ፕሮጀክት መመንጨዊ ሓይሊ ኮይሻ ዝባደሙ ከባቢታት ናብ ዝነበሩዎ ተፈጥሮኣዊ ትሕዝቶ ናይ ምምላስ ይስራሕ እናተወገነ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

መካየዲ ስራሕ ትልሚ ከባቢያዊን ማሕበራዊ ጉዳያትን እቲ ፕሮጀክት ግዛቸው ደሳለኝ ከምዝገለፁዎ፤ ንእታወት ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ዝተዃዓቱን ተረፍ ፍርያታትን ተኣኪቦምዎም ዝነበሩ ቦታታት ናብ ተፈጥሮኣዊ ትሕዝቶኦም ናይ ምምላስ ስራ እናተሰርሐ ይርከብ፡፡

በዚ ድማ እቲ ፕሮጀክት ርእሱ ዝኸኣለ ጉጅለ ስራሕን ጣቢያን ብምጥያሽ ጎድና ጎድኒ ስራሕቲ ህንፀት ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይ እናተወገነ ይርከብ ምባሎም ሓበሬታ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ አመላኸቱ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም